Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ

Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ Welcome to Ge'ez primary hospital,
💊We provide expert care, advanced treatments & 24/7 emergency services.

Compassion, innovation & excellence in healthcare.📍 Axum , infront of telecom
📞 +251920008338 / +251962333388

👉 እንኳዕ ንብዓል ሆሳእና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና! 🌿ካብ ግእዝ ሆስፒታል ኣክሱም ==============እዚ ቅዱስ በዓል ሆሳእና በዓል ሰላም፣ ተስፋን ደስታን እዩ። ከምቲ ጌታና ብሰላም ናብ ኢ...
04/04/2026

👉 እንኳዕ ንብዓል ሆሳእና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና! 🌿

ካብ ግእዝ ሆስፒታል ኣክሱም ==============

እዚ ቅዱስ በዓል ሆሳእና በዓል ሰላም፣ ተስፋን ደስታን እዩ። ከምቲ ጌታና ብሰላም ናብ ኢየሩሳሌም ዝኣተወ፣ ህይወትና ውን ብሰላምን ብብርሃንን ክምልእ ንምነ።

ኣብዚ ቅዱስ ዕለት፣ ንሕና ናይ ግእዝ ሆስፒታል ሰራሕተኛታት ብሓልዮትና ንምረፅ፣ ብስራሓና ንልለ ንብል ኣለና። ሓልዮትና እንታይ ማለት እዩ? ሕመምተኛታትናን ሕብረተሰብናን ከም ቤተሰብና ንሓልዮም፣ ንሓግዞም፣ ንድግፎም። ስራሕና ውን እንታይ እዩ? ብጥራይ ስራሕ ዘይኮነ እዩ፣ ሕይወት ምድናቅን ተስፋ ምምጻእን እዩ።

እዚ በዓል ሆሳእና ናይ ጥዕና ናይ ፍቅሪ ምትሕልላይ ክኮነልና ንምነ ==========::::

ንሓልዮትና ክንጨምር:

ንሕይወት ሰባት ክንቀይር :

ግእዝ ሆስፒታል ይኩን ምርጫኩም ብሓልዮትና ንምረፅ ብምያዊ ብቅዓትና ንኣምን ========

Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ
👉ይምፅኡ ካብ ሕማም ይፈወሱ።

ቖፀሮ ንምሓዝ፥
📞+251920008338 / +251962333388 ይደውሉ።
📍ኣድራሻና፥ ፊትንፊት ቴሌ,ድሕሪ ሴንተራል ካፌ፣ ኣክሱም

🩺ሆስፒታል ግዕዝ
ብሓልዮትና ንምረፅ : ብሞያዊ ብቅዓትና ንእመን

🌀 ግልጋሎት ሕክምና ሕማማት መዓንጣ     ኣብ ሆስፒታል ግዕዝ🎯 ናብ ሆስፒታልና ሆስፒታል ግዕዝ ብምምጻእ ግቡእ ናይ ሕማማት መዓንጣ ምርመራን ሕክምናን ካብ ስፔሻሊስት ሓካይምና ውሰዱ።➸ ቆፆ...
03/04/2026

🌀 ግልጋሎት ሕክምና ሕማማት መዓንጣ
ኣብ ሆስፒታል ግዕዝ

🎯 ናብ ሆስፒታልና ሆስፒታል ግዕዝ ብምምጻእ ግቡእ ናይ ሕማማት መዓንጣ ምርመራን ሕክምናን ካብ ስፔሻሊስት ሓካይምና ውሰዱ።

➸ ቆፆሮ ንመሓዝ ብቁ.ስልኪ፦
⏩+251920008338 ወይ ድማ ⏩+251962333388 ይደውሉ።
➸ኣድራሻና፥ ከተማ ኣክሱም ፊት ንፊት ቴሌ ድሕሪ ሰንትራል

🌿ሆስፒታል ግእዝ ብሓልዮትና ንምረፅ ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን!

⚕️🩺 ዓለምለኸ መዓልቲ ሓካይም 🩺እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፦👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇➤telegram (https://t.me/Geezhospital)➤facebook (https://www.facebook.co...
30/03/2026

⚕️🩺 ዓለምለኸ መዓልቲ ሓካይም 🩺

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፦
👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
➤telegram (https://t.me/Geezhospital)
➤facebook (https://www.facebook.com/profile.php?id=61572930304902)
➤Instagram ( https://www.instagram.com/geez_hospital1?igsh=YzljYTk1ODg3Zg==)
➤WhatsApp ( https://chat.whatsapp.com/Cw65rKZmeKE6bblIMWbqlD) ይከታተሉና።

Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ

ቖፀሮ ንምሓዝ፥
📞+251920008338 / +251962333388 ይደውሉ።
📍ኣድራሻና፥ ፊትንፊት ቴሌ,ድሕሪ ሴንተራል ካፌ፣ ኣክሱም

ሰናይ መዓልቲ ሓኻይም

🩺ሆስፒታል ግዕዝ
ብሓልዮትና ንምረፅ : ብሞያዊ ብቅዓትና ንእመን

👉ሰናይ ቅንያት ሰሙን!እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፦👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇➤telegram (https://t.me/Geezhospital)➤facebook (https://www.facebook.com/profi...
30/03/2026

👉ሰናይ ቅንያት ሰሙን!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፦
👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
➤telegram (https://t.me/Geezhospital)
➤facebook (https://www.facebook.com/profile.php?id=61572930304902)
➤Instagram ( https://www.instagram.com/geez_hospital1?igsh=YzljYTk1ODg3Zg==)
➤WhatsApp ( https://chat.whatsapp.com/Cw65rKZmeKE6bblIMWbqlD) ይከታተሉና።

➸ንተውሳኺ ሓበሬታ ብቁ.ስልኪ፦
⏩+251920008338 ወይ ድማ ⏩+251962333388 ይደውሉ።
➸ኣድራሻና፥ ከተማ ኣክሱም ፊት ንፊት ቴሌ ድሕሪ ሰንትራል

🌿ሆስፒታል ግእዝ ብሓልዮትና ንምረፅ ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን!

🧖‍♀️ግልጋሎት ሃይድራፌሻል (HydraFacial) ኣብ ሆስፒታል ግዕዝ🌟ሃይድራፌሽያል ንርስሓትን ዝሞተ ናይ ቆርበት ዋህዮታትን እናኣለየ፡ ንቆርበት ሴረማት (nourishing serums) ይም...
28/03/2026

🧖‍♀️ግልጋሎት ሃይድራፌሻል (HydraFacial) ኣብ ሆስፒታል ግዕዝ

🌟ሃይድራፌሽያል ንርስሓትን ዝሞተ ናይ ቆርበት ዋህዮታትን እናኣለየ፡ ንቆርበት ሴረማት (nourishing serums) ይምግቦ። እዚ ሕክምና'ዚ ንዝተፈላለየ ናይ ዓይነት ገፅ ዝምከር ኮይኑ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ደረጃታት እንሀዎም።

እዚ ብዙሕ-ደረጃታት ዘለዎ ናይ ገጽ ሕክምና፡-
👉 ኣብ ሓደ ግዜ ምጽራይ፡
👉 ምእላይ ዝሞቱ ዋህዮታት (exfoliation)፡
👉 ምውጻእ ርስሓት (extraction)፡
👉 ምልስላስ (hydration)፡
👉 ናይ ቆርበት ቀዳዳታት ምፅባብን
👉 ካብ ኦክሲዳንት ምክልኻል (antioxidant protection) የካትት።

✨ ጥቕምታት ሃይድራፌሻል
✅ ንዝተጨማደደ ገፅ ናብ ንቡር ይምልስ፣
✅ ቆርበት ገፅና ፅሩይን መንፀባረቅን ክኮን ይገብር
✅ ማዕረ ዘይኮነ ዝተፈላለየ ቀለም ናብ ንቡር ይምልስ ፡
✅ ዘንፀባርቕን ጥዑይን ናይ ቆርበት ፅባቀ (glow) ክህልወና ይገብር።

Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ
👉ይምፅኡ ፅባቀኦም የንፀባርቑ።

ቖፀሮ ንምሓዝ፥
📞+251920008338 / +251962333388 ይደውሉ።
📍ኣድራሻና፥ ፊትንፊት ቴሌ,ድሕሪ ሴንተራል ካፌ፣ ኣክሱም

🩺ሆስፒታል ግዕዝ
ብሓልዮትና ንምረፅ : ብሞያዊ ብቅዓትና ንእመን

🏥ሆስፒታል ግዕዝ ዘመኑ ዘፍረዮም መሳርሕታት ሕክምና ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝተመሃሩ ብሞየኦም ህቡባት ዝኾኑ ስፔሻሊስትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሓኻይምን ብምውናን ፦✅ምርመራን ሕክምናን ልቢ ብል...
24/03/2026

🏥ሆስፒታል ግዕዝ ዘመኑ ዘፍረዮም መሳርሕታት ሕክምና ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝተመሃሩ ብሞየኦም ህቡባት ዝኾኑ ስፔሻሊስትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሓኻይምን ብምውናን ፦

✅ምርመራን ሕክምናን ልቢ ብልቢ ሕክምና ስፔሻሊስት ሓካይም
✅ምርመራን ሕክምናን ዓንዲሑቀን ነርቭን
✅ኩሎም ዓይነት ቀለልትን ከበድትን መጥባሕቲ
✅ሕክምና ማህፀንን ክትትል ፅንስን ወሊድ
✅ሕክምና ቆርበትን ስነ-ፅባቀን
⚪ ምውጋድ በሰላን ውቃጦን
⚪ ምውጋድ ፈፀጋን ካልኦት ሕበጣትን
⚪ ምውጋድ ማድያት
⚪ ምምላስ ሕብሪ ቆርበትን ካልኦትን
✅ሙሉእ ሕክምናን ክትትልን ስኒ🦷
✅ሙሉእ ግልጋሎት ሕክምና ዓይኒ👁️

📌ብተወሳኺ
🔹ኣዝዮም ዘበነዎት መሳርሕታት ሕክምና
🔴ሲቲ ስካን / 64 slices CT- Scan🛏️
🔴ዘመናዊ ኣልትራሳውንድ3D doppler ultrasound🤰
🔴ጎሮሮ፣እዝኒ፣ኣፍንጫ ነፂሩ ዘርእይ ኢንዶስኮፒ ማሽን🩺
🔴ዘመናዊ ራጂ / Modern X-ray🩻
🔹ዝተማልአ ግልጋሎት ላቦራቶሪ
🔹ምስ ዝተማልአ ኣቅርቦት ኣፋዉስን
🔹24፡00 ሰዓት ግልጋሎት ኣምቡላንስን እናሃበ ይርከብ።

🎯 ልቢ ይበሉ ፦ ኩሎም ሕክምናዊ ግልጋሎታት ብስፔሻሊስትን ፍሉያት ስፔሻሊስትን ሓኻይም ይወሃቡ!

🔍ይርከቡና
📍ኣድራሻና፥ ከተማ ኣክሱም ፊት ንፊት ቴሌ ድሕሪ ሰንትራል ካፌ ይረኽቡና

📍ንተውሳኺ ሓበሬታ ብቁ.ስልኪ፦
📞+251920008338 ወይ ድማ 📞+251962333388 ይደውሉ።

ሆስፒታል ግዕዝ / Geez Hospital
✨ብሓልዮትና ንምረፅ ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን!

ሰናይ ናይ ስራሕ ሰሙን! 👔🖥️    🌟 Happy Workdays!!📝 ሆስፒታል ግዕዝ ኣብ ኩሎም ግልጋሎታት ሕክምና ዝለዓለ ዓቕምን ልምድን ዝወነኑ ሓካይም ዝሓዘ እንትኸውን ናይ ዘበኑ ዝጠልቦም...
23/03/2026

ሰናይ ናይ ስራሕ ሰሙን! 👔🖥️
🌟 Happy Workdays!!

📝 ሆስፒታል ግዕዝ ኣብ ኩሎም ግልጋሎታት ሕክምና ዝለዓለ ዓቕምን ልምድን ዝወነኑ ሓካይም ዝሓዘ እንትኸውን ናይ ዘበኑ ዝጠልቦም መሳርሕታት ሕክምና ተሓጊዙ ጠለብ ጥዕና ሕብረተሰብ ንምዕጋብ ኣበርቲዑ ዝሰርሕ ዘሎ ሆስፒታል እዩ።

✅ይምፅኡ ካብ ሕማም ይፈወሱ!

👉 ጥዕናኹም ቐዳምነትና!
Your health,Our priority!

=========================================

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፦
👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
➤telegram (https://t.me/Geezhospital)
➤facebook (https://www.facebook.com/profile.php?id=61572930304902)
➤Instagram ( https://www.instagram.com/geez_hospital1?igsh=YzljYTk1ODg3Zg==)
➤WhatsApp ( https://chat.whatsapp.com/Cw65rKZmeKE6bblIMWbqlD) ይከታተሉና።

➸ንተውሳኺ ሓበሬታ ብቁ.ስልኪ፦
⏩+251920008338 ወይ ድማ ⏩+251962333388 ይደውሉ።
➸ኣድራሻና፥ ከተማ ኣክሱም ፊት ንፊት ቴሌ ድሕሪ ሰንትራል

🌿ሆስፒታል ግእዝ ብሓልዮትና ንምረፅ ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን!

🌙✨ ርሑስ በዓል ዒድ-ኣልፈጥር🕌ንኹልኹም ኣመንቲ እስልምና እንኳዕ ን1447 ዓ.ሒ ዒድ ኣልፈጥር ብስላም ኣብፅሓኹም::🕋 እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፦👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇➤telegram (https...
19/03/2026

🌙✨ ርሑስ በዓል ዒድ-ኣልፈጥር

🕌ንኹልኹም ኣመንቲ እስልምና እንኳዕ ን1447 ዓ.ሒ
ዒድ ኣልፈጥር ብስላም ኣብፅሓኹም::🕋


እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፦
👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
➤telegram (https://t.me/Geezhospital)
➤facebook (https://www.facebook.com/profile.php?id=61572930304902)
➤Instagram ( https://www.instagram.com/geez_hospital1?igsh=YzljYTk1ODg3Zg==)
➤WhatsApp ( https://chat.whatsapp.com/Cw65rKZmeKE6bblIMWbqlD) ይከታተሉና።

➸ንተውሳኺ ሓበሬታ ብቁ.ስልኪ፦
⏩+251920008338 ወይ ድማ ⏩+251962333388 ይደውሉ።
➸ኣድራሻና፥ ከተማ ኣክሱም ፊት ንፊት ቴሌ ድሕሪ ሰንትራል

🌿ሆስፒታል ግእዝ ብሓልዮትና ንምረፅ ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን!

✅ሌላ ምስ ሓካይምና 👨‍⚕️ ዶ/ር ሄኖክ ገ/ሄርስፔሻሊስት ሕከምና ሕማማት ማህፀንን ክትትል ጥንስንGeez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ 👉ይምፅኡ ካብ ሕማም ይፈወሱ።ቖፀሮ ንምሓዝ፥📞+251...
17/03/2026

✅ሌላ ምስ ሓካይምና

👨‍⚕️ ዶ/ር ሄኖክ ገ/ሄር
ስፔሻሊስት ሕከምና ሕማማት ማህፀንን ክትትል ጥንስን

Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ
👉ይምፅኡ ካብ ሕማም ይፈወሱ።

ቖፀሮ ንምሓዝ፥
📞+251920008338 / +251962333388 ይደውሉ።
📍ኣድራሻና፥ ፊትንፊት ቴሌ,ድሕሪ ሴንተራል ካፌ፣ ኣክሱም

🩺ሆስፒታል ግዕዝ
ብሓልዮትና ንምረፅ : ብሞያዊ ብቅዓትና ንእመን

ኣብ ገፅኩም እትለኽይዎም ክሬማት "ፈውሲ ዶ ወይስ ሳዕቤን ጉድኣት?"ብዙሓት ሰባት ንፈፀጋ (Acne) ፣ ንፀሊም ነጠብጣብ (Hyperpigmentation) ወይ ድማ ቆርበት ገፆም ንምፅዕዳው (...
14/03/2026

ኣብ ገፅኩም እትለኽይዎም ክሬማት "ፈውሲ ዶ ወይስ ሳዕቤን ጉድኣት?"
ብዙሓት ሰባት ንፈፀጋ (Acne) ፣ ንፀሊም ነጠብጣብ (Hyperpigmentation) ወይ ድማ ቆርበት ገፆም ንምፅዕዳው (Skin Whitening) ኢሎም ዝተፈላለዩ ስቴሮይድ (Steroids) ዘለዎም ክሬማት ይጥቀሙ። ኮይኑ ግን፣ እዞም መድሃኒትነት ዘለዎም ክሬማት ብዘይ ሓኪም ትእዛዝ ምጥቃም፣ ንገፅኩም "ወልፊ ክሬም" (Steroid Dependence) ከም ዝሕዞን ከም ዝበላሾን ይገብሩ።
⚠️ እዞም ክሬማት ብዘይ ግቡእ ምጥቃም እንታይ ጉድኣት የምፅኡ?
1. ቆርበት ይቐጥንን ይሙሽሙሽን፦ እቲ ቆርበት ግልፅልፅ ክሳብ ዝብል ይቐጥን፣ ዓቕሚ ምፅዋር ስለ ዝስእን ድማ ይልሕልሕ። ንእሽተይ ፀሓይ ወይ ንፋስ እኳ ክፃወር ኣይክእልን።
2. ናይ ደም ቱቦታት ይርኣዩ፦ ደቂቕ ናይ ደም ቱቦታት ብንፁር ክርኣዩ ይጅምሩ፣ ገፅኩም ኩሉ ግዜ ከም ዝሓረረ ኮይኑ ይቀይሕ ወይ ደም ይሰርብ።
3. ወልፊ (Dependence)፦ ነቲ ክሬም ምስ ሓደግኩሞ ቆርበት ገፅኩም ምስቀይሐ ይሓሪር፣ የሳሕየኩምን ዝገደደ ፈፀጋ ክወፆን ይጅምር።
4. ዘይጠፍእ በሰላ፦ ቆርበትኩም ንረኽሲ (Infection) ዝተቓለዐ ይኸውንን ዘይጠፍእ ናይ ፈፀጋ በሰላን (Scar) ነጠብጣብን ከም ዝተርፍ ይገብር።
🚨 ተጠንቀቁ!
መብዛሕትኡ ግዜ እዞም ክሬማት ብመሓዙት ወይ ኣዝማድ ብዝወሃብ ምኽሪ፣ ወይ ድማ ካብ ኢንተርኔትን ዕዳጋ "ቀልጢፉ የፅዕዱ" ተባሂሎም ዝሽየጡ ኮይኖም፣ ድሕሪኡ ዘስዕብዎ ሕሰም ግን ንነዊሕ ዓመታት ዝፀንሕ እዩ።
_____________________________
💡 መፍትሒኡ እንታይ እዩ? ዘመናዊ ቴክኖጂና
ገፅኩም ብሰንኪ እዞም ክሬማት ተጎዲኡ እንተኾይኑ፣ ናብ ግዕዝ ሆስፒታል መፂኹም ብምኩራት ሓካይምናን ብዘመናዊ መሳርሕታት ተሓከሙ፦
1. AI Skin & Face Analyzer: ብብልሒ ኣእምሮ (AI) ዝሰርሕ ማሽንና፣ ንጉድኣት ቆርበትኩም ብዝርዝር ብምፍታሽ ትኽክለኛ ምርመራ ይህብ።
2. Laser Therapy (ሌዘር): ነቲ ብሰንኪ ክሬም ዝመፀ ምብልሻው ገፅ (Vasodilation)፣ ፀሊም ነጠብጣብን በሰላን ብዘመናዊ ሌዘር ንፍውሶ።
3. Microneedling: ነቲ ዝላሕለሐን ዝሞሽሞሸን ቆርበት፣ ተፈጥሮኣዊ ፅንዓቱን ልሙፅነቱን ንክምለስ ንገብር።
Don't Guess Your Skin Health. Analyze it
ንተወሳኺ ሓበሬታን ቆፀራን፦
📍 ኣድራሻ፦ ፊት ንፊት ኢትዮ ቴለኮም,ድሕሪ ሴንትራል ካፌ, ኣኽሱም
📞 ቁፅሪ ስልኪ፦ [0983533408/0920008338/0962333388]
ግዕዝ ሆስፒታል ብሓልዮትና ንምረጽ፣ብሞያዊ ብቕዓትና ንእመን!።

🩺 ዝተማለአ ግልጋሎት  መጥባሕቲ ሕክምና ሓንጎል ዓንዲ ሕቖን መትንን✅ግልጋሎታትና👉 ሕክምና ሕማማት ነርቭ👉 ሕክምና ሕማም ዓንዲ ሕቖ👉 ሕክምናን መጥባሕትን ሕማማት ዲስክ👉 መጥባሕቲ መስበርቲ ...
14/03/2026

🩺 ዝተማለአ ግልጋሎት መጥባሕቲ ሕክምና ሓንጎል ዓንዲ ሕቖን መትንን

✅ግልጋሎታትና

👉 ሕክምና ሕማማት ነርቭ

👉 ሕክምና ሕማም ዓንዲ ሕቖ

👉 ሕክምናን መጥባሕትን ሕማማት ዲስክ

👉 መጥባሕቲ መስበርቲ ዓንዲ ሕቖ

👉 ብመጥባሕቲ ናይ ሕቖ ድጋፍ ወሃቢ ብረት ምውፃእ

👉 መጥባሕቲ ተፈጥራዊ ሕበጣት ርእስን ዓንዲ ሕቖን ኣብ ህፃናት

👉 መጥባሕቲ ኣብ ሓንጎል ዝፍጠር ምዉኣኣክ መጠን ፈሳሲ

👉 መጥባሕቲ ኩሎም ዓይነታት ሕበጣት ሓንጎል

👉 መጥባሕቲ ሕበጣት ዓፅሚ ርእስን ሕቖን

👉 መጥባሕቲ መስበርቲ ርእሲ

👉 መጥባሕቲ መፍሰስቲ ደም ሓንጎል

👉 መጥባሕቲ ከቢድ ስትሮክ

Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ
ቖፀሮ ንምሓዝ፥
📞+251920008338 / +251962333388 ይደውሉ።
📍ኣድራሻና፥ ፊትንፊት ቴሌ, ድሕሪ ሴንተራል ካፌ፣ ኣክሱም

🩺ሆስፒታል ግዕዝ
👉ብሓልዮትና ንምረፅ : ብሞያዊ ብቅዓትና ንእመን

Address

Axum , Tigray
Axum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Geez Hospital / ሆስፒታል ግዕዝ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category