ማእከላይ ክሊኒክ ዮዳስ / Yodas

ማእከላይ ክሊኒክ ዮዳስ / Yodas Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ማእከላይ ክሊኒክ ዮዳስ / Yodas, Medical Center, ላጪ/ዕዳጋ ሸቃሎ/ባንኪ ዳሽን ፊት ን ፊት, Mekelle.

17/12/2024

🎯 ምልክታ-ስራሕ➱08/04/2017ዓ/ም
🎯 ማእኸላይ ክሊኒክ ዮዳስ

👇 Follow us on social media for the latest updates 👇

📲 Telegram: https://t.me/OscarPromotion


🎶 TikTok: http://tiktok.com/

📺 YouTube: https://www.youtube.com/

📸 Instagram: https://www.instagram.com/oscarpromotion/ https://t.me/OscarPromotion

🌐 Website: www.oscarpromotion.com

🐦 Twitter: https://x.com/Oscar_promotion

🔗 LinkedIn: https://www.linkedin.com/company/oscar-promotion

Follow ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ

Vacancy fo health officers /ጥዒና መኮነን/
28/09/2024

Vacancy fo health officers /ጥዒና መኮነን/

🎯 ምልክታ- ስራሕ➱18/01/2017ዓ/ም
🎯 ማእኸላይ ክሊኒክ ዮዳስ

➡Telegram Link👇👇👇
https://t.me/Oscarpromotion

➡TikTok Link👇👇👇
tiktok.com/

➡Youtube Link👇👇👇
www.youtube.com/

➡Website Link👇👇👇
www.oscarpromotion.com
Follow ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ

ናይ ስራሕ መስታወቂያ/vacancy/1,   (ላባራቶሪ)    #ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማን ካብኡ ንላዕልን    #ስራሕ ልምዲ ልዕሊ ሓደ ዓመት    #ፅቡቅ ስነ ምግባርን ተደላይ ክእለት ዘለዎ  ...
05/03/2024

ናይ ስራሕ መስታወቂያ/vacancy/
1, (ላባራቶሪ)
#ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማን ካብኡ ንላዕልን
#ስራሕ ልምዲ ልዕሊ ሓደ ዓመት
#ፅቡቅ ስነ ምግባርን ተደላይ ክእለት ዘለዎ
#ደሞዝ :ብስምምዕ
#ስራሕ ቦታ: ላጪ, ዕዳጋ ሸቃሎ, መቀለ
#በዝሒ=1
✔ መመዝገቢ እዋን: ካብ 26/06/2016 ክሳብ 29/06/2016
✔ መመዝገቢ : inbox your CV/ documents on telegram 0935824008/ 0972176794/0914414469 ወይ ስልኪ ብምድዋል ክምዝገቡ ይክእሉ።
ኣድራሻ:ላጪ ,ዕዳጋ ሸቃሎ, መቀለ
ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ የባፅሑ 🙏

ናይ ስራሕ መስታወቂያ/vacancy/1,  #ነርስ     #ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማን ካብኡ ንላዕልን    #ስራሕ ልምዲ ልዕሊ ሓደ ዓመት    #ፅቡቅ ስነ ምግባርን ተደላይ ክእለት ዘለዎን    ...
08/01/2024

ናይ ስራሕ መስታወቂያ/vacancy/
1, #ነርስ
#ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማን ካብኡ ንላዕልን
#ስራሕ ልምዲ ልዕሊ ሓደ ዓመት
#ፅቡቅ ስነ ምግባርን ተደላይ ክእለት ዘለዎን
ኣብ ላጪ እንተዝኮን ተሠራፂ ይከውን
#ደሞዝ :ብስምምዕ
#ስራሕ ቦታ: ላጪ, ዕዳጋ ሸቃሎ, መቀለ
#በዝሒ=1
✔ መመዝገቢ እዋን: ካብ 29/04/2016 ክሳብ 01/04/16
✔ መመዝገቢ : inbox your CV/ documents on telegram 0935824008/ 0972176794/0914414469 ወይ ስልኪ ብምድዋል ክምዝገቡ ይክእሉ።
ኣድራሻ:ላጪ ,ዕዳጋ ሸቃሎ, መቀለ
ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ የባፅሑ 🙏

07/01/2024

እንኳዕ ንመድሓኒትናን ጎይታናን ብዓል ልደት ብሰላም ኣብፀሐና!!!
ሰናይ በዓል!!!

02/12/2023

ኣብ ህፃናት ብምኽንያት ሙቀት ዝመፅእ ሰውነት ምንቅጥቃጥ

✍️ እንታይ እዩ?

✓እዚ አብ ህፃናት ብዝተፈላለዩ ተሃዋስያን ኣቢሉ ዝመፅእ ረኽሲ(infection ) ዝፈጠሮ ልዑል ሙቀት 🌡️ (>38.3 °c) ምኽንያት ዝፍጠር ሕማም እዩ::

✍️ ኣየናይ ክሊ ዕድመ የጥቅዕ?

✓መብዛሕቲኡ ግዜ ካብ 6ወርሒ-5 ዓመት ዘለው ህፃናት የጥቅዕ ።

✍️ ምኽንያቱ እንታይ እዩ?

✓ነዚ ብዙሓት ዝጥቀሱ ምክንያታት እኳ እንተሃለዉ እቲ ቀንዲ ምኽንያት ኣብዚ ክሊ ዕድመ ዘለው ህፃናት ኣእምሮኦም ሙቀት ናይ ምቁፅፃር ተኽእሎኡ ስለዘይማዕበለ እዩ።

✍️ እዚ ዓይነት ምንቅጥቃጥ ኣብገዛ እንተጋጥም ወለዲ እንታይ ክገብሩ ይግባእ?*

✓ህፃናት አብ ዘለውዎ ንጎኒ ገፅ ኣደቂስካ ምድጋፍ

✓ኣብ ከባቢኦም ጎደእቲ ነገራት እንተሃልዮም ምርሓቅ(ኣብነት፡-ሓዊ፣በላሕቲ ነገራት....

✓ኣብ ዝንቅጥቀጥሉ ግዜ ዝኾነ ነገር ናብ ኣፎም ዘይምግባር (ማይ፣ፀበል ወይ ካልእ ነገር)

✓ምንቅጥቃጥ እንትቆም ቀልጢፍካ ናብ ሕክምና ምኻድ

✍️መከላኸሊ መንገድታት?

✓ፀባ ጡብ ብኣግባብ ምጥቧይ
✓ብምኽንያት ሕፅረት ኣይረን ዝመፅእ ዋሕዲ ደም ምክልኻልን ምሕካምን

✍️ንቀፃሊ ናብ ዘውድቅ ሕማም ክቅፅል ይኽእል ዶ?

✓ናብ ዘውድቅ ሕማም ናይ ምቅፃል ተኽእሎ እኳ እንተሃለዎ ኣዝዩ ትሑት እዩ::

🩺 ዶ/ር AlAlemseged Brhane (ስፔሻሊስት ሕክምና ህፃናትን ኣባፅሕን)

25/11/2023

ፈሳሲ ማህፀን
***

ብ ዶ/ር ሃሌ ተካ (ስፔሻሊስት ሕክምና ጥንስን ሕማማት ማህፀንን)

(ካብዚ ልጣፍ ክጥቀም ናብ ዝኽእል ሰብ ንክበፅሕ Share ይግበሩ)

ንቡር ፈሳሲ ማህፀን
***
- ካብ ማህፀን ዝፈስስ ንቡር ዝበሃል ፃዕዳን ቀጢንን እንተኾይኑ እዩ።

ምስ ረኽሲ ባክተርያ ዝተተሓሓዘ ፈሳሲ
***
- መጠን ፈሳሲ ኣዝዩ ይበዝሕ
- ዓፍራ ዝመስል ፈሳሲ ይህሉ
- እቲ ፈሳሲ ሕማም ጨና ይህልዎ
- እዚ ምስ ፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ዝተተሓሓዘ ፈሳሲ ማህፀን ኣይኮነን

ምስ ረኣክሲ ፋንጋይ ዝተተሓሓዘ
***

- መጠን ፈሳሲ ይውስኽ
- ርጉኦ ዝመስል ሮጊድ ፈሳሲ ይህሉ
- ምስሓይ ኣፍ ብልዕቲ ይህሉ
- ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ዘይክተሓሓዝ ይኽእል

ምስ ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማምት ዝተተሓሓዘ ፈሳሲ
***

- ፈጠን ፈሳሲ ይውስኽ
- ብጫ (መግሊ) ወይም ቆፃል ዝመስል ፈሳሲ ይህሉ
- እቲ ፈሳሲ ጨና ይህልዎ

ምስ ካንሰር ዝተተሓሓዘ ፈሳሲ
***

- መጠን ፈሳሲ ይውስኽ
- መግሊ ዝመስል ወይከዓ ደም ዝተሓወሶ ፈሳሲ ይህሉ
- ድሕሪ ፆታዊ ርክብ መድመይቲ ከጋጥም ይኽእል
- ኣዝዩ ሕማቕ ጨና ዘለዎ ፈሳሲ ክህሉ ይኽእል

ልቢ በሊ:-

- ኩሉ ንቡር ዘይኮነ ናይ ማህፀን ፈሳሲ ምልክት ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ሕማም ኣይኮነን።

-ካብ ንቡር ወፃኢ ፈሳሲ እንትህሉ ናብ ጥዕና ትካል ምኽያድ የድሊ!

15/11/2023

ላጪ ሓድሽ መንደር - ዕዳጋ ሸቃሎ - ፊት ንፊት ዳሽን ባንኪ

Address

ላጪ/ዕዳጋ ሸቃሎ/ባንኪ ዳሽን ፊት ን ፊት
Mekelle

Telephone

+251979646353

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ማእከላይ ክሊኒክ ዮዳስ / Yodas posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category