29/07/2025
Stretch Mark እንታይ እዩ ?
Stretch mark ቀያሕቲ መስመራት ወይድማ ፃዕዳ ምልክት ዘለዎ ኮይኑ ድሕሪ ወሊድ ወይድማ ብምልዋጥ ክብደት ሰዉነት ዝመፅእ እዩ።
መፍትሕታቱ ድማ
✔ ማይክሮኒድሊንግ
ኮላጅን ብምንቕቓሕ stretch mark ክጠፍእ ይሕግዝ
✔ ሌዘር ቴራፒ
ዓሚቕ መስመርን ዘይምዕሩይ ሕብሪ ቆርበትን የስተኻኽል
✔ ብሕክምና ዝወሃቡ ክሬማት
ንዓይነት ቆርበትኩም ዝስማዕማዕ ክሬም
✔ Stretch Mark ንምጥፋእ ናብ ኦዚ ሜዲካል ስፓ ይምፅኡ።
💫 ዶ/ር ርሻን ማእኸል ስነ-ፅባቐን ክንክን ቆርበትን
Ozi Medical Spa by Dr. Rishan
📍ኣድራሻና፥ መቐለ ኣብ ቀዳማይ ወያነ ዘሎ ንግድባንክ ፊትንፊት ወይድማ ዓይደር ታክሲ መትሐዚ ጎኒ ኣብ ዝርከብ ዘይነብ ህንፃ 5ይ ደብሪ ንርከብ፡ ሊፍት ይጠቐሙ።
ቆፀሮ ንምትሓዝ፡ ብ 0973216462 ይደውሉ።