ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care

ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care, Medical and health, Mekelle.

🩺⚕️ንዓኹምን ንመላእ ስድራኹምን ብተመጣጣኒ ዋጋ ብ ብቑዓትን ልዑል ተሞክሮ ዘለዎም ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣብ ገዛኹም ሕክምናን ክንክንን ንህብ ።
🗣 ይደዉሉ
📌09 96 88 12 60 /09 77 82 43 30
07 14 88 12 60 /07 14 08 00 27
https://linktr.ee/uniquehomecare

21/11/2025

‎ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care
‎ምርመራ ጥዕናኻ ክትሓልፎ ዘይብልካ ምኽንያት

‎❸ናይ ኣእምሮ ሰላም
‎ኩነታት ጥዕናኻ ምፍላጥካ ንህይወት ብዝያዳ ብሓጎስ ከተስተማቕሮ ይሕግዘካ።

‎ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪታትና

‎ 📞 09 96 88 12 60 / 09 77 82 43 30
‎ 07 14 88 12 60 / 07 14 08 00 27
‎ ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

21/11/2025

‎ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care
‎ምርመራ ጥዕናኻ ክትሓልፎ ዘይብልካ ምኽንያት
‎❷ገንዘብ ምቑጣብ
‎ንቅድመ ምርመራ ዝግበሩ ወጻኢታት ሕክምናን ክንክንን ካብቲ ድሒሩ ንዝመጽእ ዓብይ ሕማም ንምሕካምን ንምሕብሓብን ዝወጽእ ወጻኢታት ዝሓሰረ እዩ።

‎ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪታትና

‎ 📞 09 96 88 12 60 / 09 77 82 43 30
‎ 07 14 88 12 60 / 07 14 08 00 27
‎ ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

21/11/2025

‎ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ
‎ምርመራ ጥዕናኻ ክትሓልፎ ዘይብልካ ምኽንያት

‎❶ ብኣግኡ ምፍላጥ ህይወት የድሕን።
‎ፀገም እንተጋጢሙ ድማ ብእዋኑ ክፍለጥን ክሕከምን ስለዝኽእል ከቢድ ሓደጋ ከየጋጥም ይከላኸል።

‎ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪታትና

‎ 📞 09 96 88 12 60 / 09 77 82 43 30
‎ 07 14 88 12 60 / 07 14 08 00 27
‎ ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

✅24 ስዓታት ሕክምና ኣብ🏡 ገዛ 🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡 ዩኒክ ገዛ ን ገዛ  ኣገልግሎት ሕክምና🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ 📍  መቐለ📞 +251996881260/+251977824330ቤተ ሰብ ንምዃ...
20/11/2025

✅24 ስዓታት ሕክምና ኣብ🏡 ገዛ
🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡🏡

🏡 ዩኒክ ገዛ ን ገዛ ኣገልግሎት ሕክምና
🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ
📍 መቐለ
📞 +251996881260/+251977824330

ቤተ ሰብ ንምዃን 👇
https://linktr.ee/uniquehomecare

‎🏥ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care‎‎Looking for trusted home care support or affordable medical equipment in mekelle cit...
19/11/2025

‎🏥ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care

‎Looking for trusted home care support or affordable medical equipment in mekelle city.
‎We’ve got you covered with fast, reliable, and compassionate service!


‎🌟 Our Home Care Services Include:

‎👩‍⚕️ Skilled Nursing Care (wound care, injections, medications)

‎🏥 Post-operative Care

‎❤️ Elderly & Chronic Care Support

‎👶 Newborn & Mother Care

‎💉 Bedside Procedures & Monitoring

‎🚑 Emergency On-call Support

‎🛠️ Medical Equipment for Rental

‎🫁 Oxygen Concentrators & Cylinders
‎🚶 Wheelchairs & Walkers

‎🦽 Air mattresses & other accessories


‎Available for short-term & long-term rental
‎All equipment is clean, tested, and ready to use.

‎📍 Location: mekelle city ,adihawsi

‎📞 Contact: 09 96 88 12 60

‎Fast service | Affordable price | Professional care | Trusted by many families.

🌿Unique Home Careee 🌿         🏥 ዩኒክ ገዛ ን ገዛ  ኣገልግሎት ሕክምና🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ 📍  መቐለ📞 +251996881260/+251977824330   ንገዛ ሕክምና ዩ...
19/11/2025

🌿Unique Home Careee 🌿

🏥 ዩኒክ ገዛ ን ገዛ ኣገልግሎት ሕክምና
🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ
📍 መቐለ
📞 +251996881260/+251977824330 ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Caree Caree Care


‎🌿 follow our social pages for more !!

https://linktr.ee/uniquehomecare

🏡 ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care‎🌿ብዛዕባ ገዛ  ንገዛ ሕክምናን ክንክንን  ክትሓስብ ከለኻ ናብ ኣእምሮኻ ዝመጽእ እንታይ እዩ?‎‎⏩መብዛሕትኦም ሰባት ብዛዕባ ክንክንን ...
18/11/2025

🏡 ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care
‎🌿ብዛዕባ ገዛ ንገዛ ሕክምናን ክንክንን ክትሓስብ ከለኻ ናብ ኣእምሮኻ ዝመጽእ እንታይ እዩ?

‎⏩መብዛሕትኦም ሰባት ብዛዕባ ክንክንን ሕክምናን ገዛ ንገዛ ክሓስቡ ከለዉ፡-
‎ ✅ ኣዝዮም ንዝሓመሙ ሰባት ወይ
‎ ✅ ንሰብ ፀጋ ዕድመ (ኣረጋውያን) ከምኡ እዉን
‎ ✅ነቶም ፍሉይ ክንክን ዘድልዮም ጥራሕ እዩ
‎ ዝመስሎም።
‎ይኹን እምበር ገዛ ንገዛ ኣገልግሎት ሕክምና Mentally ኮነ physical ከምኡ እዉን ጥዕናኻን ጥዕና ስድራኻን ንምፍታሽን ንምምሕያሽን ልዑል ጥቅሚ ኣለዎ።
‎🏡ስለዚ ብዛዕባ ጥዕናኻ ወይ ጥዕና ስድራኻ ትጭነቕ እንተ ኮይንካ፡ ገዛ ንገዛ ኣገልግሎት ሕክምና ብሉጽ ኣማራጺ እዩ።

‎🏡ናይ ገዛ ንገዛ ግልገሎት ሕክምና ምስ እትደልዩ
‎ብ ቁፅሪ ስልኪታትና
‎ 📞 09 96 88 12 60 / 09 77 82 43 30
‎ 07 14 88 12 60 / 07 14 08 00 27
‎ ይደዉሉ።

‎🌿 follow our social pages for more !!

https://linktr.ee/uniquehomecare


‎🏡24 ሰዓታት ክንክን ነርሲንግ ኣብ ገዛ  ንህብ ኢና ክንብል ከለና እንታይ ማለትና እዩ?‎‎🏡24 ሰዓታት ክንክን ነርሲንግ ኣብ ገዛ   ንህብ ኢና ክንብል ከለና ብዙሓት ሰባት ኣይርድኦምን ...
17/11/2025

‎🏡24 ሰዓታት ክንክን ነርሲንግ ኣብ ገዛ ንህብ ኢና ክንብል ከለና እንታይ ማለትና እዩ?


‎🏡24 ሰዓታት ክንክን ነርሲንግ ኣብ ገዛ ንህብ ኢና ክንብል ከለና ብዙሓት ሰባት ኣይርድኦምን እዩ።

‎👉 እዚ ማለት ዝሰልጠነን ብቑዕን በዓል ሞያ ጥዕና ንባዕልኻ ይኹን ንኣባል ስድራቤትካ 24 ሰዓታት ኣብ ገዛኻ ኣድላዪ ክንክን ምሃብ ማለት እዩ። እዚ ንዓኻ ይኹን ንኣባል ስድራቤትካ ዓብይ እፎይታ እዩ። እዚ ኣገልግሎት ንምርካብ በዚ 👇 ስልኪ ቁፅሪ .........

‎🏡ናይ ገዛ ንገዛ ግልገሎት ሕክምና ምስ እትደልዩ
‎ብ ቁፅሪ ስልኪታትና
‎ 📞 09 96 88 12 60 / 09 77 82 43 30
‎ 07 14 88 12 60 / 07 14 08 00 27
‎ ይደዉሉ።

‎🌿 follow our social pages for more !!

https://linktr.ee/uniquehomecare


15/11/2025

🌿Unique Home Careee 🌿

🏥 ዩኒክ ገዛ ን ገዛ ኣገልግሎት ሕክምና
🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ
📍 መቐለ
📞 +251996881260/+251977824330 ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Caree Caree Care


‎🌿 follow our social pages for more !!

https://linktr.ee/uniquehomecare

‎🌍💙 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር|5 ሕዳር 💙🌍‎‎ኣብ ኩሉ ክፋላት ዓለም ብዙሓት ሰባት ክሳብ ኣብ ጥዕነኦም ሕልኽላኻት ዝፍጠሩ ሕማም ሽኮር ከምዘለዎም ከይፈለጡ ይነብሩ። ስሩዕ መርመራታት...
14/11/2025

‎🌍💙 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሽኮር|5 ሕዳር 💙🌍

‎ኣብ ኩሉ ክፋላት ዓለም ብዙሓት ሰባት ክሳብ ኣብ ጥዕነኦም ሕልኽላኻት ዝፍጠሩ ሕማም ሽኮር ከምዘለዎም ከይፈለጡ ይነብሩ። ስሩዕ መርመራታት፣ ዝተስተኻኸለ ኣመጋግባን ንጡፍ ኣካላዊ ምንቅስቓስን ዘለዎ ኣነባብራ ኣብ ምክልኻል ሕማም ሽኮር ዓብዪ ለውጢ ከምፅእ ይኽእል እዩ።

‎ኣብ 🏡ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ ሓኻይምና ምርመራ ሕማም ሽኮር፣ ምኽሪ ኣመጋግባ፣ ከምኡ’ውን ቀፃሊ ክንክን ጥዕናኹም ክትቆፃፀሩ ክሕግዙኹም ድልዋት እዮም።

Unique Home Care .🏡 ዩኒክ ገዛ ን ገዛ  ኣገልግሎት ሕክምና🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ 📍  መቐለ📞 +251996881260/+251977824330ቤተ ሰብ ንምዃን 👇
14/11/2025

Unique Home Care
.

🏡 ዩኒክ ገዛ ን ገዛ ኣገልግሎት ሕክምና
🩺 ስለ ጥዕንኦም ንግደስ
📍 መቐለ
📞 +251996881260/+251977824330

ቤተ ሰብ ንምዃን 👇

🩺🩺 ሕክምና ኣብ ገዛኹም!!! 👩🏽 ⚕️ንዓኹምን ንመላእ ስድራኹምን ብተመጣጣኒ ዋጋ ብ ብቑዓትን ልዑል ተሞክሮ ዘለዎም ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣብ ገዛኹም ሕክምናን ክንክንን ንህብ ። 🗣 ይደዉሉ...

Address

Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ገዛ ንገዛ ሕክምና ዩኒክ Unique Home Care posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram