29/11/2025
✅️✅️✅️✅️✅️ሕክምና 3ጂ መበል 10ይ ዓመት ኣብ ስራሕ ብዝብል ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ብሉዑል ድምቀት ከኽብር እዩ!!
✅️ኣብ ትግራይ ናይ ውልቀ ትካላት ጥዕና ብሓደሽቲ ወለዶን ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን ተሓጊዘን ግልጋሎት ክህባ በሪ ዝኸፈተ ወይ ዓይኒ ዘንቖሐ እዩ፤3ጂ።
✅️ትፈልጡ ዶ ? ኣብ ከባቢ ዓይደር 3ጂ ጀማሪ ውልቀ ጥዕና ትካል ምኻኑ?ኣብዚ ሐዚ ስዓት ዓይደር ማእኸል ስሕበት ናይ ትግራይ እተን ዝዓበያ ናይ ውልቀ ትካላት ጥዕና ኮይኑ ይርከብ።
✅️ትፈልጡ ዶ? ኣብ ትግራይ ናይ ውልቀ ትካላት ጥዕና ንመጀመርታ ጊዜ ዲጂታል ኤኽስረይ ኣገልግሎት ዝጀመረ 3ጂ ምኻኑ?-
-ኣብዚ ሐዚ ስዓት ዲጂታል ኤክስረይ ኣገልግሎታት ኣብ ቡዙሓት ናይ ውልቀ ትካላት ጥዕና ተኣታትዩ ይርከብ።ኣብ ዝተወሰኑ ናይ ጥዕና ትካላት ካብ ዲጂታል ኤክስረይ ብተወሳኺ CT scan እውን ተኣታትዩ ይርከብ::
✅️ትፈልጡ ዶ ? ሐዚ ዓለምና ዝበሐቶ ሕማማት ንምንፃር ብሉፅ ማሽን ኣታኣታቲና ካብ ልሙድ ሕማማት ምንፃር ብተውሳኺ ንጥኑሳትን ካሎኦትን ናይ እማን 3D ን 4D ን ኣገልግሎታት ኣብ 3ጂ ምሃብ ካብ እንጅምር 3ይ ዓመትና ምኻኑ ?
✅️ዝኾነ ዓይነት ናይ ጥዕና ፀገም እንትሃልዩዎም ሕክምና 3ጂ ይጎብንዩ።
✅️ብዘለውዎ ናይ ንፃረ ሕማማት ማሽናትን በቲ ሞያ ስፔሻሊስት ሓኻይምን እናተሓገዘ ሕማማት ኣብ ምንፃር ንዝሓለፉ 10 ዓመታት ልዑል ግደ እናተፃወተ ይርከብ ።
✅️ 3ጂ ስራሕ ካብ ዝጅምር 10 ዓመቱ እኳ እንትሓዘ፤ናይ page/ ገፅ ካብ ንኸፍት ግን ገና ከባቢ 8 ኣዋርሕ ጥራሕ እዩ ኾይኑና።
✅️ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ካብ እንህቦም ኣገልግሎታት ትምህርታታዊ ሓዘል ዝኾኑ ካብ ዝለጠፍናዮም ቪዲዮታት ኣብ Facebook ገፅና ኣቲኹም ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም፤ጥዕና ሓዘል ትምህርቲ ክትረክብሎም ኢኹም ኢልና ንኣምን።
✅️ Follow ግበሩና ንዝቕፅሉ ተኸታተልቲ ጥዕናዊ ሓዘል እንልጥፎም ምእንታን ተሎ ክበፅሐኩም።
✅️✅️3ጂ ንፅሬት ሕክምና ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሕ!!
3G Diagnostic Imaging Center will celebrate its 10th year anniversary in the Next 6 months!!!
✅️For accurate and reliable diagnostic services,,visit 3G Diagnostic Imaging Center
✅️Providing quality of health services is our utmost priority!!
ከምዚኦም ዝበሉ ዘሸልሙ ንጥፈታት መበል 10ይ ዓመትና ምኽባር መሰረት ብምግባር ክቅፅሉ እዮም:: follow ይበሉና ፖሰት/post እንገብሮም ጥዕናዊ ሓዘል መልእኽታት ተሎ ክበፅሐምን ተሳቲፎም ተሸለምቲ ንኽኾኑን::