Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ

🧑‍⚕️ኩሎም ግልጋሎታት ሕክምና ብስፔሻሊስትን ፍሉይ ስፔሻሊስትን ሓኻይም ይወሃቡ።
ይደውሉ፥ +251901842222

🏥ኣድራሻ፥ ጥቓ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሩፋኤል፣ ፊት ንፊት መስጊድ ጀላኒ፣ መቐለ

Your health is our priority!
ንጥዕንኦም ቀዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

04/11/2025

ካንሰር ዓብዪ መዓንጣ እንታይ እዩ? እንታይነት፣ ምልክታትን ሕክምናን፥

ብዶ/ር ሚዛን ኪዳኑ
ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕትን ፍሉይ ስፔሻሊስት መጥባሕቲ መዓናጡን ፀላም ከብድን

ሆስፒታል ሃርመኒ
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

 #ምልክታ ስራሕ ፖርተር
01/11/2025

#ምልክታ ስራሕ


ፖርተር

ሆስፒታል ሃርመኒ ን4ይ ጉባኤ ማሕበር ሰብ-ሙያ ጥዕና ትግራይ ብብርኪ ፕላቲንየም ስፖንሰር ብምግባሩ ምስክር ወረቐት ተበርኪቱሉ።
31/10/2025

ሆስፒታል ሃርመኒ ን4ይ ጉባኤ ማሕበር ሰብ-ሙያ ጥዕና ትግራይ ብብርኪ ፕላቲንየም ስፖንሰር ብምግባሩ ምስክር ወረቐት ተበርኪቱሉ።

18/10/2025

ሕማም ወቕዒ(Stroke) እንታይ እዩ?

ብዶ/ር ክብረኣብ ግደይ
ስፔሻሊስት ውሽጣዊ ሕማማትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሕማማት ልብን

ሆስፒታል ሃርመኒ
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

13/10/2025

ሕዱር ሕማም ኩላሊት (Chronic Kidney Diseases)

ብዶ/ር ኤፍሬም በርሀ
ስፔሻሊስት ውሽጣዊ ሕማማትን ፍሉይ ስፔሻሊስት ሕማማት ኩላሊትን

ሆስፒታል ሃርመኒ
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

10/10/2025

ፀፀር ቱቦታት ሽንቲ ብዘይመጥባሕቲ(Ureteroscopy) ማለት እውን ተፈጥሮኣዊ ናይ ሽንቲ መውፅኢ ነዃላት ተጠቒምካ እንትስበር

ሆስፒታል ሃርመኒ
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

07/10/2025

ዓፅሪ ሽንቲ እንታይ እዩ?

ብዶ/ር መሓመድኣማን መሓመድስዒድ
ስፔሻሊስት ሓፈሻዊ መጥባሕትን ፍሉይ ስፔሻሊስት መጥባሕቲ ቱቦታት ሽንትን ኩላሊትን

ይደውሉ: +251901842222
ሆስፒታል ሃርመኒ
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

ጥዕና ህፃናትን ኣባፅሕን ውሑስ ንምግባር ብኣዝዮም ብሉፃት ሓኻይም ሆስፒታል ሃርመኒ ክፍሊ ሕክምና ህፃናትን ኣባፅሕን ብዘመናዊ መሳርሕታት ሕክምና ተሓጊዞም ይወሃቡ።ዶ/ር ገ/ሂወት ገ/ጊዮርግስ...
06/10/2025

ጥዕና ህፃናትን ኣባፅሕን ውሑስ ንምግባር ብኣዝዮም ብሉፃት ሓኻይም ሆስፒታል ሃርመኒ ክፍሊ ሕክምና ህፃናትን ኣባፅሕን ብዘመናዊ መሳርሕታት ሕክምና ተሓጊዞም ይወሃቡ።

ዶ/ር ገ/ሂወት ገ/ጊዮርግስ
ስፔሻሊስት ሓኪም ህፃናትን ኣባፅሕን

Harmony Hospital: The Hub of Specialized Services. ✅ 30+ Specialists and Subspecialists ✅ Dialysis Services ✅ Laparoscop...
01/10/2025

Harmony Hospital: The Hub of Specialized Services.

✅ 30+ Specialists and Subspecialists
✅ Dialysis Services
✅ Laparoscopic Services
✅ Water Treatment Machine
✅ Digital X-Ray
✅ 3D/4D Ultrasound
✅ Intensive Care Sevices
✅ ENT Endoscopy Services
✅ C-Arm Fluoroscopy Machine
✅ Extracorporeal Shockwave Lithotripsy
✅ 64 Slice CT Scan
✅ Emergency Services

And many more.

Call: 0901842222/ 0965266935
Email: info@harmonyhospital.com
Web: www.harmonyhospitals.com
Address: Near St Rafael Church, Infront of Jelani Mosque, Ayder Sub City

Harmony Hospital
Your Health, Our Priority!

ፀፀር ኩላሊት ብዘይ መጥባሕቲ ከወግዱ ይደልዩ’ዶ?ሆስፒታል ሃርመኒ Extracorporeal Shockwave Lithotripsy (ESWL) ዝበሃል መሽን ኣተኣታትዩ ብሉፅን ዘበናዊን ቅዲ ሕክምና...
29/09/2025

ፀፀር ኩላሊት ብዘይ መጥባሕቲ ከወግዱ ይደልዩ’ዶ?

ሆስፒታል ሃርመኒ Extracorporeal Shockwave Lithotripsy (ESWL) ዝበሃል መሽን ኣተኣታትዩ ብሉፅን ዘበናዊን ቅዲ ሕክምና ሒዙ ይፅበየኩም ኣሎ።

በሰላ-ኣልቦ መጥባሕቲ ብምግባር ፈውሲ ፀፀር ኩላሊት ይርከቡ።

ሆስፒታል ሃርመኒ
ንጥዕነኦም ቐዳምነት ሂብና ንሰርሕ!

ንኹሉኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፅሐኩም!ሰናይ በዓል መስቀል!
26/09/2025

ንኹሉኹም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፅሐኩም!

ሰናይ በዓል መስቀል!

Address

ፊት ንፊት ቅዱስ ሩፋኤል ቤተ ክርስትያን ሕልፍ ኢልካ ዝርከብ ጀላኒ መስጊድ ፥ ክፍለ ከተማ ዓይደር ፥ መቐለ
Mekelle
0000

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Practice

Send a message to Harmony Hospital - ሆስፒታል ሃርመኒ:

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram

Category