18/04/2026
📌 ጥዕና ቆርበት ፡ መርኣያ ውሽጣዊ ጥዕናና እዩ !
__________ //____________
ኦሜጋ ስፔሻሊቲ ሕክምና ቆርበትን ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ነዚ ብምርዳእ ሕክምና ሕማማት ቆርበትን ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ፡ ሞያዊ ክንክንን ደገፍን ንጥዕና ቆርበት ፡ ፀጉሪ ይኹን ፅፍሪ ኣብ ከተማ ሽረ እ/ሰላሰ እንሃበ ይርከብ ፡፡
ካብ ግልጋሎታትና ንምጥቃስ ዝኣክል ፡-
📍ምርመራን ሕክምናን ኩሎም ዓይነት ሕማማት ቆርበት ፣ፀጉርን ፅፍርን ፣
📍ምርመራን ሕክምናን ብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት (STIs) ፣
📍ምርመራን ሕክምናን መንሽሮ/ካንሰር ቆርበት፣
📍መጥባሕታዊ ሕክምና ቆርበትን ፅፍርን ፣
📍ምምልኻዕ ቆርበት ( laser therapy, chemical peels, Botox)፣
📍ምርመራን ሕክምናን ኣለርጂ ቆርበት / Skin Allergies testing and treatment ፣
📍ጨረር ሕክምና ንዝተፈላለዩ ሕማማት ቆርበት
/ phototherapy for skin conditions ፣
📍ጡብኣድጊ ፣ ካልኦት ዘይተደለዩ ምልክታት ቆርበትን ሕክምና ክራይዮቴራፒ/Cryotherapy ፣
📍ሕክምና ለምፂ ፥ ካልኦት ምቕያር ሕብሪ ቆርበትን / lupus, scleroderma ፣
📍ሕክምና ለፃይቶ ፀጉሪ ፣
📍ሕክምናን ክንክንን ንውሑድን ተደጋጋሚ ዝረግፍ ፀጉርን፣
📍ምኽርን ትምህርትን ፆታዊ ጥዕና/Sexual Health Counseling ፣
📍ድሕሪ ምትካል ፀጉሪ ዝግበር ክንክን ፣
📍ገፅ ምሕዳስን ምክልኻል እርጋን ገፅን ፣
📍ምርመራን ሕክምናን ሕዱር ቁስሊ /Management of Chronic Ulcer፣
📍በሰላ ቆርበት ምጥፋእን ንቆርበት ዳግማይ ንምውፃእ ዝሕግዝ ሕክምና ሌዘር / Laser Treatments ፣
📍ሕክምና ዝተፈላለዩ ሕማማት ቆርበት ህፃናት ፣
📍ግልጋሎት ምኽሪን ክንክንን ቆርበት፣
📍ብሃይድራፋሻል /Hydrafacial ዝተሓገዘ ሕክምና ፣
📍ንማድያት ፣ ንፈፀጋን ካልኦት ፀገማት ቀለም ቆርበት ሕክምና ማይክሮኒድሊንግ/ microneedling therapy ፣
📍ምርመራ መከላኸሊ ፅሓይ / Sunscreen testing ፣
=========================
👉 ይምፅኡ ! …… ካብ ሕማሞም ይፈወሱ ፤ ፅባቐኦም ይመልሱ ❗
🏥 ኣድራሻና ፡- ከተማ ሽረ እ/ስላሰ ቀበሌ 04 ኣብ ጥቃ መናሃርያ 'ዳ ጉዕሽ ክፍላይ ህንፃ
ይደውሉ ፡- ☎️ 0953499164/ 0952388020