25/06/2019
ክትሕግዘና ፍቓደኛ ዲኻ/ኺ? ንሕና ጥዕናዊ ክንክን ስደተኛታት ንምምሕያሽ ሓደ መጽናዕታዊ ምርምር ነካይድ ኣሎና። ከም ኩሉ ሓድሽ ስደተኛ መጥን ኩነታት ጥዕናኻ/ኺ ንምፍላጥ ኣብቲ ዝኣተኻሉ/ኽሉ መደበራት መሕተቲ ዑቕባ(AZC) መርመራ ይግበር እዩ። ድሕሪ መንበሪ ፍቓድ ርኺብካ/ኪ ናይ ውልቅኻ/ኺ ገዛ ምስ ሓዝካ/ኪ ‘ኸ ኩነታት ጥዕናኻ/ኺ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣሎ፧
ኣነ ካብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና(GGD) ኽሮኒንገን እየ፡ እንገብሮ ምርምር ድማ ኣብ ልዕሊ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ መደበራት መሕተቲ ዑቕባ(AZC) ምስቲ ድሕሪ ካብዝን መደበራት ምቕያርካ/ኪ ትረኽቦ/ብዮ ኣገልግሎት ጥዕና ብዝበለጸ ንምትእስሳር አዩ። ኣብዚ መጽናዕቲ ብምስታፍካ/ኪ ንሓድሽቲ መጻእቲ ኣብ ሃገረ ኔዘርላንድ ዓቢ ሓገዝ ከተብርክተሎም ኢኻ/ኺ። ምስታፍ በዚ ዝስዕብ መንገዲ ክኸውን ከሎ https://forms.gle/azgKjksXvB67DioP8 ከምኡ ድማ ተሳትፎ ወለንታውን ስቱርን እዩ።
Voor Nederlands, klik hier: https://forms.gle/oaYZP369nXHiv3kc8 For English, click here: https://forms.gle/yzq4TiMXdWv1qBLR8 للغة العربية ، انقر هنا: https://forms.gle/GRrM2AfbqsL1yLsh6 ትግርኛ እንተደሊኻ አብዚ ጠውቕ : https://forms.gle/4UWnzgpXnqSVVbEL8