01/03/2026
‼️ ኣስተምህሮ ብዛዕባ ‼️
1፡ ልዑል ጸቕጢ ደም
2፡ ኮሌስትሮል
3፡ ወቕዒ ልቢ
ንዕለት 06/02/26 ልክዕ ሰዓት 7 pm UKtime and 9 PM UGANDA time
ምስ ክቡር ሓሳብ ኣካዳሚ ኣብ ዩ ቱብ
ብ ዙም ሊንክ ንተሳተፍቲ ኣስተምህሮ ከቕርብ እየ፡
ካብ ተሳተፍቲ ንዝቐርበለይ ሕቶታት ክምልስ እየ
ኩሉኹም ሕበሩና።
ኣብዚ ምሸት
🔥 ንልዑል ጸቕጢ ደም፡ ኮሌስትሮል፡ ወቕዒ ልቢ, ዘቃልዑ ረቛሒታት።
🔥 ቀንዲ ምልክታት ልዑል ጸቕጢ ደም፡ ወቕዒ ልቢ
🔥 ልዑል ጸቕጢ ደም፡ ኮሌስትሮል፡ ወቕዒ ልቢ ብኸመይ ንከላኻልን ንፍወሶን።
ዝብል ኣርእስታት ክንድህስስ ኢና።ኩሉኹም ዕዱማት ኢኺም ሕበሩና።