04/03/2026
ሓዲሽ ናይ አልዛይመር (ምርሳዕ) ብእንፊዩዝን ዝውሰድ ፈውሲ መጺኡ ኣሎ።
እዚ ፈውሲ ነቲ ናይ አልዛይመር ፕሮቲን ካብ ኣእምሮ የውጽእ እሞ ነቲ ሕማም ኽገድፈካ ወይ ኽሕሸኻ ወይ ኸይገደኻ ይገብሮ ።
እዚ ፈውሲ ኣብ መጀመርታ ደረጃ ናይ አልዛይመር ጥራይ ዪ ዝ ሰርሕ። ኣብ መጨረሻ ደረጃ ( ቤተሰብ ምርሳዕ ምስበጻሕኻ) ግን ኣይሰርሕን።
ስለዚ ምርሳዕ ምስ ጀመረ ሐደ ሰብ ቀልጢፍኩም ንዶክተርኩም ርኣዩ/ሕተቱ