Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu Official page of Dr. Sharon Woldu
217,000 subscribers + 29M views on Youtube

Mission: Provide accurate and engaging health content in Tigrinya.

Links
https://youtube.com/?si=ej75r427qfDRZdnQ

Instagram.com/drsharonwoldu

20/12/2025

ንግርህ ዝበላ ኣዋልድ ዝኸውን
Reverse image search ዝብሃል ኣሎ ኣይትገርሃ።

17/12/2025

ኩሉ ዋላ ኣይዂን፡ ገገሊኡ ጭንቀት ግን በዚ ይገድፍዩ- ንግዚኡን ንሓዋሩን ዝኸውን መፍትሒ።
(ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ሕቶ ኣላትኩም ምረጹ፡ ኣይትሕለፍዋ)።

15/12/2025

እንቁዓሰይ'ዶ ክንብላ?
ኣብታ ቪዶዮ ፖል ናይ ሕቶ ኣላ፡ ተሳተፉ!

11/12/2025

መወዳድርቲ ዘይብላ ሓሳብ ን2026!

ሓድሽ ዜናዩ።ምልእቲ ቪድዮ ኣብ ቀረባ..
11/12/2025

ሓድሽ ዜናዩ።ምልእቲ ቪድዮ ኣብ ቀረባ..

ሰላሳታት ቅድሚ ምውዳእኩም እዚአን ኣብ ግብሪ ኣውዕልወን ኢሉ ሓደ ክኢላ እሞ፡ ትሰማምዑለን'ዶ?1. ካብ ቴክኖሎጂ ኣይትህደሙ። ዋላ ካብ Ai. ምኽንያቱ Ai ናይ ሰይጣንዩ ዝብሉ ኣለዉ። ዋላ ...
10/12/2025

ሰላሳታት ቅድሚ ምውዳእኩም እዚአን ኣብ ግብሪ ኣውዕልወን ኢሉ ሓደ ክኢላ እሞ፡ ትሰማምዑለን'ዶ?

1. ካብ ቴክኖሎጂ ኣይትህደሙ። ዋላ ካብ Ai. ምኽንያቱ Ai ናይ ሰይጣንዩ ዝብሉ ኣለዉ። ዋላ ፌስቡክ ውን ቀደም ናይ ሰይጣን ይብሃል ኔሩ፡ ሕጂ ግን ፌስቡክ ዘይብሉ ሰብ የለን።

2. ወልፊ ጽዩፍ ቪድዮ ሒዝካ 40ታት ከይትኣቱ። እተን ዝርካበን ኤነርጂኻ ክሕንፍፈልካዩ።

3. ዎክ (walk) ተለማመድ። ንስፖርት ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ሓንጎል ሓድሽ ፈጠራዊ ሓሳባት ከማዕብል።

4. ኦይ ሕጂ ደኣ ጊዜ ሓሊፉኒዩ፡ it’s too late ትብል ዘረባ ንየው በልዋ። ኣብዚ ተለዋዋጢ ዓለም too late ዝብሃል ነገር የለን።

5. ክቡር ናይ 30ታት ዕድመ ብዕላል ከይጠፍእ ሓልዎ። ብፍላይ ኣብዚ ጊዜዚ ናይ ቴሌፎን ዕላል ብነጻ ዳርጋ ሰዓታት ከተዕልል ስለትኽእል።

6. ኣነ ግዳይ'የ፡ I’m a victim ትብል ኣተሓሳስባ ንየው በላ። ዋላ ፍትሓውያን ዘይኮኑ ነገራት እንተጋጠሙኻ፡ ስዒርካዮም ክትወጽእ እምበር፡ ክትውሓጥ ነብስኻ ኣይተፍቅደላ።

7. ኣቛራጭ ኣይትፍቶ። እቲ ዓወት ጥራይ ዘይኮነ፡ እቲ ናብ ዓወት ዝመርሕ መንገዲ ውን enjoy ክትገብሮ ፈትን። ኩሉ ሳዕ ከኣ ኣብ ቦትኻ ተረኸብ። ዋላ ስልችዩካ ከሎ፡ ኣብ ቦታኻ ሃሉ። ዋላ ተስፋ ቆሪጽካ ከለኻ ኣብ ቦታኻ ሃሉ።

እዚአን እተን ቶፕ ምኽሪ ዝበለንየን። ንስኹም'ከ ከመይ ይመስለኩም?

ብቪድዮ መልክዕ ኣብ ዩቱብ ዘዳለኽዋ ኣብታ ቀዳመይቲ ኮመንት ፒን ክገብራያ። Enjoy!

09/12/2025

ሞሪንጋ ከምዚ ክኸውን ዘይተጸበኽዎ! ገሪሙኒ።

04/12/2025

Nestle ሴረላክ ዝሰርሕዎ ዘሕፍር ስራሕ!

25/09/2025

ዓቢ ሊቕ፡ ኖበል ፕራይዝ ከማን ዝተሸለመ፡ ብዛዕባ ጥዕና ዝሃቦ 4 ምኽሪ

23/09/2025

ኣምላኽ ኣቕሊሉላ!!

16/09/2025

ክቡራት ተኸታተልተይ፡ ሓንቲ ናይ ሓሶት ኣካውንት ከፊቶም ብሽመይ ሰብ የታልሉ ኣለዉ። ሓደራ፡ ኩላትና ሪፖርት ንበሎም።
Report ንብለላ ሊንክ ኣብ ኮመንት ኣላ።

24/07/2025

እዘን 12 መግቢ ረሰሓት እየን። ቅድሚ ምግዛእኩም ነዚኣ ርኣይዋ

Address

Cape Town
8001

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Dr. Sharon Woldu posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Share on Facebook Share on Twitter Share on LinkedIn
Share on Pinterest Share on Reddit Share via Email
Share on WhatsApp Share on Instagram Share on Telegram